ንሕና ንሕና ኢና፥ ንሕና ኢደ በይዛ ናይ ዝኾነ ናይ ፓለቲካ ተቓመርቲ ክንከዉን ከኣ ፍቓደኛታት ኣይኮናን፣ ናይ ገዛእ ነብስና ጎይቶት ክንከውን ኢና ንደሊ። ቃልሲ ዝመረረ ተመረረ፤ ዝነወሐ ተነዊሐ ኣብ መጨረሽታ ዓወት ግድን እዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷