ካናሪ Gual-hzibi on Clubhouse

Updated: Aug 27, 2023
ካናሪ Gual-hzibi Clubhouse
286 Followers
276 Following
@kanari2 Username

Bio

@kinglions my husband 💍🤵‍♂️👰‍♀️❤️😘
@diamond-girl manta lbey 👸❤️💋
@carzy21 my king bro🤴❤️😘

ጽልእን መረትን ንድሕሪት እንተ ዘይገድፍ ክሳብ ሕጂ ኣብ ማእሰርቲ ምሃለኹ ቃል ነልሶን ማንዴላ።

ብዛዕባ በቶም ኣብ ቀደም ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ዝተፈጸሙ ነገራት ምሕሳብን ምጭናቕን ግዜ ምጥፍእ እዪ ዝቑጸር ምኽንያቱ ነቲ ቀደም ዝተፈጸመ ንኽትቅይሮ ዋላ ሓንቲ ክትገብሮ እትኽእል ተኽእሎ ስለዘየለ ። የግዳ ካብቲ ፍጻሜቲ መሃሪ ተመኩሮ ብምእካብ ዝሓሸን ዝበለጸን ሰብ ንኽትከውን ብዝሓሸ መላታት ብምውሳድ ተጠቐመሉ። ነቲ ፍጻሜ ደጋጊምካ ዳህስሶ ኣብ መጻኢ ጉዕዞኻ መታን እንታይ ክትገብር ከምዘለካን ከምዘይብልኻን ፈሊጥካ ኣብ ናይ ሓሳብ መደምደምታ ፍጻመ ክትበጽሕ ድሕርዚ ነቲ ዘድልየካን ዝጠቕመካን ብምውሳድ ነቲ ዘየድልየካ ሓንሳብን ንሓዋሩን ረስዓዮ ምንባር ስለዘይድገም ሕጉስ ሂወት ክትነብ ሓዱሽ ጉዕዞ ሂወት ጀምር ሓደሽቲ ድሌታትን ሓሳባትን ብምውናን ምስ ሓደሽቲ ሰባት ዝምድና መስርት፡ ዝሓለፈ ናይ ቀደም ሂወትካ ዝሕደሰሉ ምስ ስድራኻን የዕርኽትኻን ቤተሰብካን ትሕጎሰሉን ትስሕቀሊን ግዜ ንምፍጣር ጸዓር እታ መፍትሕ ኣብ ኢድካ እያ ዘላ ስለዚ ካብ ናይ ቂምን ከይብሉንን ናይዝብሉ ግላዊ ኣእምርኣዊ እሱርቤት ውጻእ ሂወትካ ሰላም መታን ክመልኦ።

Member of

More Clubhouse users