Kalieb Mekseb on Clubhouse

Updated: Jul 17, 2023
Kalieb Mekseb Clubhouse
382 Followers
404 Following
@kaliebmekseb Username

Bio

"ምስ ሰባት እናሃለኻ ኣብ ጫካ ትነብር" -ዝርደኣልካ ምስ እትስእን።

"ሓደ ነገር እመን ካብ ሰብ ተፈሊኻ ከምዘይ-ትነብር፡ ምኽንያቱ ስድራኻ ዉን ሰብ እዮም!
ሓደ ነገር ፍልጥ ኣብዛ ዓለም ካባኻ ዝበልጽ ሰብ ከምዘዮሎ!"
"ዕርክነት ዮለን ብዘይ ምትእምማን
ምትእምማን የሎን ብዘይ ምሉእነት/ንጹህነት"
"ጽልኢ ብፍቕሪ'ምበር ብ ጽልኢ ኣይሰዓርን እዩ"
"እቲ ንነብሱ ናብ ዝለዓለ ደርጃ ክወስድ ዝደሊ ሰብ ን ተራ ባእስታት ዝኸዉን ግዜ የብሉን"
"ንሰብ ዝኾነ ነገር ክትምህሮ ኣይትኽእልን እይኻ። ኣብ ዉሽጡ ዘሎ ነገርት ንኽረክብ እይኻ ትሕግዞ"
"እንተ ኺእልካ ካብ ካልኦት ሰብት ንላዕሊ ለብም፡ ካብኦም ከምትልብም ግን ከይትነግሮም"
"ካብ ሰንኬሎ ምሉእ ዕረ ንጣብ መዓር ሃመማ ትሕዝ"( ሊንከን)
"ድሌትካ ስምዒት ክስመዓካ ግቡእ እዩ፡ ኣነ ንስኻ እንተዝኸውን፡ ከምቲ ንዓኻ ዝስመዓካ ዘሎ ምተሰማዓኒ።"
"ንሰብ ዘነኣእስ ነገር ክዛረብ ወይ ክገብር ዝኾነ መሰል የብለይን። እቲ ዘገድስ ኣነ ብዛዕብኡ ዝሓስቦ ዘይኮነስ፡ ንሱ ብዛዕባ ነብሱ ዝሓስቦ እዩ። ናይ ሰብ ክብረት ምህሳይ ገበን እዩ።"(ሳን-ኤግዝዩፕ)
"ብሉጽ ባህሪ እንተዘይብልካ፡ ዘሎካ ምሰል"(ሸክስፔር)
(ልምድታትካ ቀይር)

"እንተደኣ ርግጸኛ ኣለኻ እቲ ማዕጾ እኽፈት'ዩ
መን ይሓትት፡ ይምለሰሉ
መን ይህብ፡ ይቕበል
መን ይደሊ፡ ይረከብ".
"ርግጸኛ ኣብ ዘይኮንካሉ ማዕጾ ኣይክፈትን
ሕቶ መላሲ የብሉን
ዝወሃብ የሎን
ድሌት ብዘይ ርጉጽነት ኣይንጽርን"
Alles gebeurt in het Nu en alles vinden we in het Nu."

"ሕጂ ከጋጥም ዝኽእል እንተደኣ ንሕጂ ረኺብናያ ሃሊና እዩ"

#"ሰባት ኩነታቶም ከመሓይሹ ካብ መጠን ንላዕሊ እዮም ዝደልዩ፡ እንተኾነ ግን ነብሶም ከማዕብሉ ይህከዩ! በዚ ድማ ከይተለወጡ ይነብሩ"



# "ምሕሳብካ ዘይተርፈካ፡ ንምንታይ ሽግር እገጥመኒ ኢልካ ዘይኮነ ከመይ ኢለ ካብዚ ሽግር እወጽእ ኢልካ ሕሰብ"(kabila)

#"ኣብ ሕይወት ምስ ሓድሽ ስምዒት ከይተጋጠምካ ክትነብር ኣይከኣልን"

# " እስኻ እቲ ትብሎ ኢኻ እሞ ይኽእል እየ ኢልካ ኣስመዓኒ!!!

"ሕጂ ከጋጥም ዝኽእል እንተደኣ ንሕጂ ረኺብናያ ሃሊና
እዩ"(kabila)

"ጽባሕ ከምእትመዉት ሓሲብካ ንበር፡ ንዘልኣለም ከምትነብር ሓሲብካ ድማ ተመሃር"

"ሰባት ቀዋሚ ባህርያት የብልናን፡ ልምድታትና ኣብ ዝቕየረሉ ባህርና ይቕየር እዩ" (kabila)

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
July 17, 2023 382 +24 +6.8%
August 17, 2022 358 +12 +3.5%
July 11, 2022 346 +27 +8.5%
June 04, 2022 319 +25 +8.6%
April 27, 2022 294 +31 +11.8%
March 19, 2022 263 +144 +121.1%
January 21, 2022 119 +58 +95.1%
December 14, 2021 61 +24 +64.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users