ን ሃገርካ ግበረላ ። እንተዘኪኢልካ ሱቕ ከኣል ጸላኢ ኣይትኹና ። 🇪🇷❤️🇪🇷 “ ዓለም ክሳብ ዘላ ፣ ፈቲና ጸሊእና ኣብዚ ቀራን ዞና ፣ ቀርንኻ ምብላሕ’ዩ ፤ ኣየዋጻናን’ዩ ጉማ ። " ( ጉማ ማለት ቀርኒ ዘይብላ ላም ኢያ ) መብራህቱ ዮሴፍ ( ጆን ካርሎ ) 🇪🇷❤️🇪🇷