🔉📢ሓበሬታ  ንዝምልከተኩም ኣካላት  !!!
ዝኸበርኩም ኣሰብኡተይን ውሽማታተይን
~ኣነ ምስ ዝኾነ ወዲ ኣብ ካልእ ሩም ይዛረብ እንተ ሃልየ ናብኣ ገጽኩም ከይትንቀሳቐሱ   ኣርባዕተ ነጥቢ ።
~ በኣይ ከይትጠራጠሩ  ኣነ እምንቲ እየ  
ኣይትሰከፉ ንሓዴኹም  ይፈትዎ እየ  መን ሙዃኑ ግን ኣይነግረኩምን የ   ኣርባዕተ ነጥቢ::
~ ክቡራት  ፎሎዎርስ  ነዚ ቅዳሕ እዚ  ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ  ቀዲሑ ከባዝሖ ይኹን ከመሳስሎ ዝተረኽበ ብ ሕጊ ውሽምነትን  ሰብኣይነትን ዓንቀጽ 17፥58 እዝባር 5፥  ተሓታቲ ይኸውን  መቕጻዕቲ ልክዕ ን 3 ወርሒ ብሎኩ(block)  ይሰፋ  ወዲአ ኣለኹ::
~ ኮፒ ራይት  ይተሓለወለይ 
ምስጋና ን ክቡር ሓወይ  ተኪላ እንዳ በሎ::