ሓደ ወዲ ሰብ ብሰብ ዝተዋህቦ ዘይኮነስ ብኣምላኽ ዝተዋህቦ ናይ ገዛእ ርእሱ ናጽነት ኣለዎ።
ፍትሒ የለን ኣብ ኤርትራ ይብል ኣሉኹ ኣሎ ኣይትበለኒ 👉
👉 ሃገር ማለት ህዝቢ ኢዩ።
👉ሃገር ብዘይ ህዝቢ እምባን ኩርባን ጥራሕ ኢያ፤ እቲ ኣብ ማእከላ ዝነብር ህዝቢ ግን ብጸጋታታ ሃገር ይገብራ። ካብ ጸላእታ ከኣ ይሕልዋ ✊
👉ኣብ ውሽጥኻ ጸላኢ እንተለካ ኩሉ ግዜ ኢኻ ዋርድያ ትወጽእ🥱
👉ስለዚ ምንባረይ ትርጕም ክህልዎ ኣንጻር ዓማጺ ይቃለስ።
if the data has not been changed, no new rows will appear.
| Day | Followers | Gain | % Gain |
|---|---|---|---|
| November 20, 2023 | 62 | +6 | +10.8% |
| October 16, 2022 | 56 | +4 | +7.7% |
| August 18, 2022 | 52 | +1 | +2.0% |
| April 29, 2022 | 51 | +3 | +6.3% |
| March 21, 2022 | 48 | +4 | +9.1% |
| January 23, 2022 | 44 | +6 | +15.8% |
| December 16, 2021 | 38 | +6 | +18.8% |