ከተፍቅር ምኽኣልካ ጽባቐ ልብኻ እዩ ዘመልክት። እንተኾነ ፍቅሪ ተቐቢሎም ፍቅሪ ዝበቁ ሰባት ክገጥሙኻ ከለዉ ግን ልብኻ ይስበር እሞ መልክዑ ይቕየር። ደጊምካ ከተፍቅር ውን ትሽገር: ትጭክን እምነት ካብ ውሽጥኻ ይሃድም። ሽዑ ፈቃር ልቢ ብምውናንካ ትዕድልቲ ድዩ መርገም የጣራጥረካ።🇪🇷