ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ on Clubhouse

Updated: Oct 18, 2023
ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ Clubhouse
470 Followers
441 Following
@hadu53 Username

Bio

( አደየ እንታይ ጉዱ )

* እንታይ ጉዱ አደየ __ እቲ ግዜ ነዊሑ
ንዓኽውን ዶ ሎምስ __ ፈጣሪ ረሲዑ

* ጠይቕክዮ __ኩሉ ነገር ዝህበኪ
ተማህሊልኪ __ቀልጥፊ ዝሰምዓኪ
እንተፀዋዕክዮ__ አቤት ዝብለኪ
ቆሪብኪ ሰጊድኪ__ እትሓድሪ ዝነበርኪ
እንታይ ጉዱ ደአ__ ሎምስ ደንጉዩኪ
ፀሎትስ አየቓረፅክን __ትግዜ ግን ነዊሑኪ

* ሎምስ በዚሑኒ _ዝብሎእውን ስኢነ
ሕሉፍ ሓሊፉኒ __ብፈጣሪ ፍርዲ እኳ ሓዚነ
ስቓይኪ ፀገምኪ __ድቃስ እንትኸልአኒ
ዝበሃልን ዘይበሃልን __ምፍላይ እኳ ጠፊኡኒ
ሓደራ ፈጣሪ___ አይትቀየመኒ
ፈትየ መዓዝ ኮይነ __ነገር ወላዲት እንደአሉ ኮይኑኒ

* አደየ ለዋህ ነይርኪ __ሕማቕ ዘይወፀኪ
እዚ ኹሉ ስቓይ__ ንዓኺ ዶ ምተገበአኪ
ግዜ ዘምፅኦ ____ግዜ ክምልሶ እናበልኩ
ዓመት ሓሊፉኒ___ አዋርሕ እናቖፀርኩ
ለሚ እውን አለኹ __ይፅበ ብተስፋ
ፈጣሪ ባዕልኻ__ እዛ ሕማቕ ግዜ ክተሕልፋ

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
October 18, 2023 470 +64 +15.8%
November 06, 2022 406 +13 +3.4%
August 29, 2022 393 +11 +2.9%
July 23, 2022 382 +32 +9.2%
June 16, 2022 350 +10 +3.0%
April 01, 2022 340 +72 +26.9%
February 02, 2022 268 +130 +94.3%
December 26, 2021 138 +109 +375.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users