Amanuel Tekle on Clubhouse

Updated: Oct 12, 2023
Amanuel Tekle Clubhouse
27 Followers
27 Following
@habesha12 Username

Bio

ገለን ንማይ . . .

ደመና ተኣኪቡ ሰማይ ምስ ዘቅበበ
ብዙሕ 'ዩ ዘሎ ንዝናብ ዝጽበ
ሻሕ ክብል እወ ክዝሮቅ ጸጽኒሑ
ጸሎት ዘዕርግ ገና ብጋሕጋሑ
ኣሎ ከኣ ገለ ናብራ ዝበደሎ
ክረምቲ ክመጽእ ብጭንቀት ዝልሎ
ነታ ዝርካቡ ቤቱ እንክዝክር
ዝናብ ከይዘንብ ክጽሊ ዝሓድር
እቲ ማይ ዝምህለል ሓርሱ ከእቱ
ደበና እናማዕደወ ዝትልም ግራቱ
እቲ ድካ ሓላል ዝረቀቀት ቤቱ
ናሕሱ ዘሰክፎ ከይጥልቂ ኣቁሑቱ
ናይዛ ምንባር ነገር በበይኑ ኣንፈቱ
ገለን ንማይ ገለን ንዘይማይ የዕርግ ጸሎቱ

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
October 12, 2023 27 +9 +50.0%
October 03, 2022 18 +2 +12.5%
July 05, 2022 16 +2 +14.3%
April 21, 2022 14 +5 +55.6%
January 16, 2022 9 +2 +28.6%
December 09, 2021 7 +2 +40.0%

Charts

Member of

More Clubhouse users