ስጋለት ቀጣን on Clubhouse

Updated: Sep 23, 2023
ስጋለት ቀጣን Clubhouse
691 Followers
439 Following
@gualbahri Username

Bio

Made in Massawa 🐠⚓️🚢🇪🇷🇪🇷🇪🇷


ብዓቅልን ትዕግስትን ኸይየትሓለልና ኽንሰርሕ ኢና።💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

2 ወደባት +9 ቢሄራት+6 ዞባታት=🇪🇷🇪🇷

ካባካ ምውላደይ የኹርዓኒ የሕብነኒ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷 ናይ 🌏🌎 ኣውራ።


በልዋ በልዋ እቲ ሓቂ ንገርዋ
ግርማ ኣለዋ እዛ ጓል ማሳዋ
ጽሪቲ ከም ማያት ቀይሕ ባሕሪ
በዓል ልቦና ዝተፈጥረት ንፍቅሪ

ጓል ባጽዕ ኣበር ኣልቦ
መልኽዓ ጠባያ ገለ ዘይርኽቦ
ከምቲ ኮኾብ ኣብ ሰማይ ብርሃን ትውልዕ
ኣብዛ ጸላም ዓለም ንልበይ ትረትዕ
ኮኾበይ ኮይና ኣብ ዙርታይ ትኹላዕ
ብዘይኻኣ የላን ብዘይካ ጓል ባጽዕ

ኣብታ ሃብቲ ሃገረይ ወደብ ዓደይ
ተወሊዳ ዝዓበየት ንግስቲ ልበይ
ቃላት እዩ ዝሓጸኒ ክገልጸላ ፍቅረይ
ብግብሪ ከርእያ ዓመታት ትንበረለይ.



🙏🙏🙌🙌🙌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾



ትንቢት ኤርምያስ 29
11፤ ኣነ ዝሐስበልኩም ዘሎኹ ሓሳብ እፈልጦ እየ፡ መፈጸምታን ተስፋን ክህበኩምሲ፡ ሓሳብ ደሓን እምበር፡ ናይ ክፉእ ኣይኰነን፡ ይብል እግዚኣብሄር።🙏🙏🙏🙏🙏

Member of

More Clubhouse users