Sending Love to Tigray 💕🕊
The womb is not a place to store fear and pain; the womb is to create and give birth to life. (the 13th rite of the Munay-ki)
✨🤍✨💜✨💙✨💚✨💛✨🧡✨❤️✨
ዓርሲ ሓልዮት
ቐለልቲ ነገራት መዓልታዊ ንዓርሲ ሓልዮት ክንገብሮም እንኽእል ነገራት፥
👉🏽 ማይ ምስታይ
👉🏽 ንሓሙሽተ ደቒቓ ብምስትውዓል ምትንፋስ
👉🏽 ንጎሆ ተሲእና ሐንቲ ነገር ምምስጋን
👉🏽 ንጎሆ ቅድሚ ማሕበራዊ ሜድያ ምኽፋትና ንሓሙሽተ ደቒቓ ኣብ ሓሳብና ዝመጸልና ምጽሓፍ.
👉🏽 ንባዕልኻ ዘይ ምወቓስ ምልምማድ
👉🏽 ንባዕልኻ ጽቡቕ ብዝገበርካ ቁጽሪ ምንኣድ ምልምማድ
ፍቅርን ሰላምን ራሕዋን እምነ 💛❤️ 🇳🇱
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
June 16, 2024 | 1,438 | +58 | +4.3% |
May 13, 2024 | 1,380 | +112 | +8.9% |
March 26, 2024 | 1,268 | +24 | +2.0% |
March 09, 2024 | 1,244 | +50 | +4.2% |
February 16, 2024 | 1,194 | +35 | +3.1% |
January 29, 2024 | 1,159 | +28 | +2.5% |
January 12, 2024 | 1,131 | +32 | +3.0% |