ኣዝማሪኖ ዘይምኖ on Clubhouse

Updated: Sep 21, 2023
ኣዝማሪኖ ዘይምኖ Clubhouse
279 Followers
336 Following
@freedem1 Username

Bio

I love you erey🇪🇷❤️🇪🇷✝️♥️☪️🙏

Single mukan axlieuni loms 🤦👺👎

እምኒ ዓረ
ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ

ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ርቡሕ ኣዝመራ
ኣብ ዘለኩ'ሌ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ
መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ

ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ድፋዕ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዘለኹም
ኣብ ኢትዮጵያ ትጋፍዑ ዘለኹም፡
ፈቐድኡ ኣብ ማሕዩር ዘለኹም
ልግዐ ኤርትራ ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም
ይመስገኖ ምፍጣረይ ካባኹም

ፍቕሪ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ- ጽንዓት ክሰምየኩም ኣቤት በሉ
ኒሕ ኢለ'የ ሰምየኩም ኣቤት በሉ-ጅግንነት ክብለኩም ኣቤት በሉ
ልግሲ'ዶ ክብለኩም ኣቤት በሉ-ሓቂ እንተበልኩኹም ኣቤት በሉ
ኤረይ ደይብለኩም ኤርትራ ክብለኩም ክንዲኹሉ
ትርጉም መንነት ብጥቕልሉ

ኣብ ዘለና 'ሊና - ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ
ሓደ ኩኑ ኢልክና-ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ ማይ ፍቕሪ
ስቓይ ተፈቲንና-ተሰኪምና ንዘላኣለም ዘይወርድ ሕድሪ
ከም ሓደ ክንሓስብ - ከም ሓደ ክንሰርሕ እትገብሪ
ኣለናልኪ ሃገረይ ክበሪ

ኣብቲ ሕማቕ ጊዜ ኣብቲ ጸገም ኣብቲ እዋን ሓሳረ መከራ
ኣብቲ ጊዜ ሰላም ኣብቲ ራህዋ ኣብቲ ጠሊ ኣብ ልሙዕ ኣዝመራ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ኣላትኒ - ብመንፈሳ አተማሙቕ ስድራ
ይሕሰም ይጥዓም ጊዜ ይቕረብ ይርሓቕ ኣብ ዝኾነ ስፍራ
መንፈስካ ኣሎ ህዝቢ ናይ ኤርትራ


ሰብ ቀደም ኢሎሞ ንፈጣሪ
ካብ ንኣምኖ ሓልወና እምበሪ
ንጸላኢስ ፈጢርካ ኢኻ በትሪ
ጥልመት ስንቆም ንጹሃን ዝዓንተረ
መንነትና ካብ እንካብ ጠዓሞም ዕረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ

ዕጅብ ኣይበልኩም ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ንራኸብ ክብሉዎም ንዝዓስሉ ንበገስ ክብሉዎም ዝግንፍሉ
ንወሰኽ ክብሉዎም ዝኹምሩ ሰላም ኢሎም ቤተይ ኣብ ጸላለይ
ሰላም'ያ ቃለይ ሰላም'ያ እምነተይ ሰላም ባህገይ ስላም'ያ ትምኒተይ
ይኣክለኒ ስቓይ ንዝበለ ህዝቢ ምትንኻይ
ሓደገኛ'ዩ ብሓዊ ምውዛይ

ዝመጸ ይምጻእ ከፍአ ጸበቐ
ሓቂ ዕጥቅይ ሓድነት ሰኒቐ
ኤረ ዓደይ ሳላኺ ሟሚቘ
እነሀኹ ብፍቕሪ ሟሚቘ

ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ
ቅዱስ ህያው ፍጡር ሕብሪ ዓይነይ
መንነተይ ክብረተይ ሓበነይ
ሰነፍ ኣባይ ጌርዎ ገበነይ
ጸጋ እንድዩ ዜጋኺ ምዃነይ

ዓደየ ኤረየ ኣሰየ ኤረየ

ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረየ

ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም
ኣሰየ ደቂ ዓደየ ኣሰየ ደቂ ኤረይ

ኣሰየ ኣሰና ......
ኤረየ...ኣሰየ ኤረየ ኣሰየ

ኣብ ጅግንነት ኣብ ግንባር ዘለኹም
ኣብ መዓስከር ኣብ ሳዋ ዘለኹም
ኣብ ከተማ ኣብ ገጠር ዘለኹም
ልበይ ቀልበይ ኮይኑ'ሎ ምሳኹም

ደቂ ዓደ'የ ደቂ ኤረይ
ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ

ሓድነትኩም ጽኑዕ'ዩ ከም ዓረ
ክንሰግሮ አና ክንደይ ዘይተሰግረ
ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ
ይመስገኖ ካባኹም ምፍጣረይ
ኣሰየ ደቂ ኤረየ ኣሰየ ኤረ ዓደይ'የ

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
September 21, 2023 279 +62 +28.6%
October 03, 2022 217 +50 +30.0%
August 11, 2022 167 +1 +0.7%
July 05, 2022 166 +9 +5.8%
May 29, 2022 157 +16 +11.4%
April 21, 2022 141 +49 +53.3%
March 14, 2022 92 +31 +50.9%
December 09, 2021 61 +24 +64.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users