Fnan Gebremeskel on Clubhouse

Updated: Dec 3, 2023
Fnan Gebremeskel Clubhouse
148 Followers
184 Following
@fnangebremeskel Username

Bio

🐎ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ተንብባ እንተ ደኣ ሃሊኻ ካብ ዓወት ብዉሑዳት ርሕቕት ጥራይ ተፈንቲትካ ከም ዘለኻ ዘክር።🙌

🐃ብቐጻሊ ኣበርቲዕካ ዕየ። ነቲ ክብድ ዘበለ ኣብ ምዕያዩ ተጸመድ። ኢድካ ምሃብ ብ95% ዝቐለለ ምዃኑ ኣይትረስዕ። ነቲ *ናይ መወዳእታ ተጻዋርነት ዝሓትት መንገዲ* ክጻወርዎ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ከኣ ብዙሓት ኣይኰኑን።

🧨ኣብ ውሽጥኻ ሓዊ ኣሎ። እዚ ግን ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ኢኻ ከተጉህሮ ትኽእል። ፈቲንካዮም ዘይትፈልጥ ነገራት ግበር። ነቲ ኣጸጋሚ ዝበሃል ጉዕዞ ‘ውን ብጽንዓት መርሾ።

🧠ዲፕሎማን ዲግሪን ብምጽብጻብ ዘይኰነ፣ ብሓድሽ ኣተሓሳስባን ንቑሕ መንፈንስን ኣእምሮኻ ከተመርቖ ክትውጥን ኣለካ።

🕸ራኢኻ ኣብ ዝረአ ከምዘስፈርካዮ ኣረጋግጽ። እቲ ምንታይሲ፣ እቲ እንኮ ሓቀኛ-ሓለቓኻ ራኢኻ ስለዝኾነ። ኩሉ እትገብሮ ዘበለ፣ ምስ ሸቶታትካን ነዊሕ-ዝዓለመ ራኢኻ ዚሰማማዕ ምዃኑ ኣረጋግጽ።

📟ኩሉ ነገር ከም ዘገድስ ኣይትረስዕ ። ሓሳባትካን ኣብ ግምት ዘይኣቱ ተግባራትካን ብዘይርድኢት እትገብሮም ንጥፈታትን፣ ድምር ናይዞም ኩሎም ኢዩ ኸኣ ክትዕወት ወይ ውን ክትሰዓር ዝድርኸካ።


ኣምላኽካ ኣቐድም🙏🇪🇷✌🏼💊👍🏿

ምንጪ ጽሑፍ 👇
Raei healthyliving ራኢ ጥዕና

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
December 03, 2023 148 +15 +11.3%
October 12, 2022 133 +8 +6.4%
August 17, 2022 125 +3 +2.5%
July 11, 2022 122 +2 +1.7%
April 27, 2022 120 +18 +17.7%
March 19, 2022 102 +13 +14.7%
January 21, 2022 89 +9 +11.3%
December 14, 2021 80 +35 +77.8%

Charts

Member of

More Clubhouse users