Filimon פילמון on Clubhouse

Updated: Jan 6, 2024
Filimon פילמון Clubhouse
175 Followers
118 Following
@filimon5 Username

Bio

ኣነ ወድቶም ፊደልን ቋንቋን ዜማን ዝፈጠሩን ዝፈጥሩን እሪታውያን ኣቦታት ሰብ ነጸላ የ,,, ምስላ ዉጩ ርእሲ ብዘይ ዳንጋ ትኸይድ እንተኮይናስ ክንሪኣ ኢና መቀጸልታ ኣቦሓጎታተይን ኣቦታተይን ኣያታተይን ኣነ የ

ሃገር ብዘይ ቁጠባ ጋሃንም ያ, ቁጠባ ክትፈጥር ግድን ክትዋዳደር ኣለካ: ሓያል ተዋዳዳሪ ንምኻን ድማ ሓያል ሃገራዊ ዕላማ ዓሚቅ ማሕበራዊ መንነት ምውናን የድልየካ ወናኒ ናይዚ ጸጋ ክትከውን ካኣ ቅድሚ ኣሻሓት ዓመታት ዛሓለፈ መስርሕ ዝተኾለዕ ሃገራዊ መንነት ክህልዋካ ኣለዎ ሃገራዊ መንነት ካኣ ሕድሕድ ምትእምማን ካብኡ ሓያል ሓያል ውዳበ// ንሕና ከም ህዝቢ ክብሪ ነባሓጎታትናን ኣቦታትናን ካብቶም ሕደት ኣብዚ ደረጃ ዝበጻሕና ህዝቢ ኢና::

Member of

More Clubhouse users