ዕላማ ዓሌታዊት ማሕበር ደቂተሽም ኣብ 2011 ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣጋኣዝያን ድብል ስም ተሰከመ ቃልሲ ኮይኑ ንድተወሰነ ዓመታት ንኣብ ዴገ ደሎ ቃልሲ ክድርኮ ጸኒሑ ኡኻ እንተኾነ ምስ ግዜ ዕላምኡን ከይዲ ናይዚ ቃልስን ንክፍለጥ ግዜ ኣይወሰድን ገለ ከፋል ናይቲ ቃልሲ ካብ ድነበሩ ከም ድገልጽዎ ዕላማን ፖለቲካዊ ከይዲ ሃገረ ሓማሴን ብድብል ስያመ ድተላበሰ ውድብ ቀንዲ መበገሲኡ ካብ ህግደፍ ምዃኑ ኣጻርዮም ድሕሪ ምፍላጥ ክንጸሉዎ ከም ድወሰኑዩ ድገልጹ ዓበይቲ መራሕቲ ናይዚ ውድብ ይገልጽዎ
ገለ ከፋል መበገሲ ናይቲ ዕላማ 👇🏻
1.ንህዝቢ ንምእማን ውሕሉል ቃላት ተጠቂምካ
ሓሳባት ናይዚ ቃልሲ ኣብ ነፍሲወከፍ መንእሰይ ርዒሙ ኣብ ዴገ ደሎ ቃልሲ ኤርትራውያን ኣዳኪምካ ነቲ ስርዓት ዕድመ ናይ ምውሳክ ተክእሎ ንምፍጣር ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ህግደፍ ስልጣን ብደቂ ሓደ ከባቢ ተገቢቱ ንምሓዝ ተደይኾይኑ ካልእ ምስ ግዜ ካብ ህዝቢ ተሓብአ ምስጢር ክህሉ ኣይካኣልን
ማሕበር ሰብ ህዝቢ ኤርትራ ድተፋላለየ ጸገማትን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዳወሰኸ ዳዛየደ ድተፈጥረ ሽግራትን መግዛእትን ከም ደለዎ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ ስለድኾነ ምክታዕ ደድልዮ ፖለቲካዊ መሳርሒታት ኣይኮነን ልዕሊ ኩሉ ጸገማት ህዝቢ ክስራዕ ይግባእ
ነዚ ሓሳብ ተሰኪሞም ክጋዓዙ ድነበሩን ድጸንሑን ኣብ ሕሉፍ ኣራኣእያ ድነበሮም ብደይገድስ ብዛዕባ ህሉው ፖለቲካዊ ኣራኣእያ ኣንፈቱ ቀንዲ መበገሲ ቃልሲ ዕላምኦምን ኣንጻር ስነሓሳብ ህግደፍ እንበር ብሄራዊ ሃይማኖታዊ ቃልሲ ኣይኮነን
ኣብ ሞንጎ ህግደፍን ማሕበር ደቂተሽምን ደሎ ፍልልይ ኣስማት ድኣ እንበር ፍልልይ ሓሳብ ከም ደይኾነ ሰብ ክርድኦ ይግባእ
ፍልልይ ናይ ኣስማት ክኾውን ተኪኢሉ ውን ኣብ ሞንጎ ገበልን ተመንን ደሎ ኢዩ ኢልካ ክግለጽ ይካኣል
ኣንጻር እዚ ሓሳብ ተበገሰ ሰብ መቅጻዕቱ ከቢድ ስጉምቲ ክውሰዶ ተደይኾይኑ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ከም ደለዎ ጌርካ ምቅባል ቅብጥሮትዩ።
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
May 30, 2024 | 128 | +48 | +60.0% |