Asmarino on Clubhouse

Updated: Jan 15, 2024
Asmarino Clubhouse
83 Followers
43 Following
@ermiasmarino Username

Bio

ኣይተሻቕልኒ

ኣይተሻቕልኒ ደሃይኪ ጠፊኡኒ
ኣይተሻቕልኒ ደሃይኪ ጠፊኡኒ
ፍቕረይ ዓንዲ ናተይ ኣለኹ በልኒ

ዑፈይ ብረሪ ብረሪ ዑፈይ
ባሕሪ ስገሪ ሒዝኪ ልእኽቶይ
ሓፍቲ 'ላትኒ ሓፍቲ ናይ በይነይ
'ተረኺብክያ ሰላም በልለይ
ይናፍቕ ኣሎ ኢልኪ ንገርለይ
ዘሎ ሓሳባት አብ ውሽጢ ልበይ
ንኽትፈልጦ ኢለ ንኽትርደአለይ
ወይስ ብሓቂ ናይ ናፍቖተይ
ጽሒፈ 'ለኹ ኣብ'ዛ ሰታሪተይ
ዝገይሽ 'ተ'ሎ ክማላኣለይ

ዓመታት ኮይኑ ደሃይ ኣጥፊኣ
ሓሚማ ድያ ብጥዕንኣ
ወይስ ብሓቂ ንዓይ ጸሊኣ
ዘሕለፍክዎ ፍቕሪ ኣነ ምስኣ
ተጋግያ እያ ነዚ 'ተረሲዓ
ዑፈይ ብረሪ ብረሪ ዑፈይ
ባሕሪ ስገሪ ሒዝኪ ልእኽቶይ
ሓፍቲ 'ላትኒ ሓፍቲ ናይ በይነይ
'ተረኺብክያ ሰላም በልለይ
ይናፍቕ ኣሎ ኢልኪ ንገርለይ

DTS ❤️

Member of

More Clubhouse users