Eri-power Mind on Clubhouse

Updated: Nov 14, 2023
Eri-power Mind Clubhouse
403 Followers
309 Following
@eri-powermind Username

Bio

✝️ 🇪🇷 🙏🏾

ሕልሚ ናይ ምርኻብ
ክንሰርሕ ክንፍንጥሕ
ዘሰልችዉ ሂወት ክንደገም
ዓሪቡ ይወግሕ

ኣብ ሸዊት ዒድሜና
ምስ ካዕቦ ፍቕሪ
እዚ ግዜ ክሓስም
እዚ እዋን ንዓና ዝፈልይ

ወስኒ
ወስኒ
ወስኒ

ኣነ ዉን ክዉስን !


ኣብ በይንኺ ኣይመስልኪ ዓይነይ'የ
ኣብ በይንኺ ኣይምሰልኪ እቲ ግህዶ'የ
ተሃሲኺ ለኺ - ኣነ ዉን ተሃስየ
ኣበይ እሞ ክንኣቱ ኣበይ
ናበይ እቲ እዋን ትዘይነገረ !




📚 ገለ ካብ ሓቕታት ሂወት ንምድህሳስ 📚

ብፍቕሪ ኩሉ ይኽሰብ :
ብጽልኢ ኩሉ ይኽሰር
ንኽትነብር ንመነ'ን
ከም ትስዕብ ፍለጥ !

@Eri_Powermind ( insta)


ሰላም ዉሽጥኻ ንኽትሕሉ
ኣእምሮኻ ማለት ሓንጎልካ
ንመን' ካብ' መን ከም ትካርን/ተካርን :
መምራጽ ሓይል - ጸዓሪ ዉን ክድልየካ ኢዩ።
@Eri_Powermind ( Instagram)

✅ኣስተዉዕል ✅
ሰብ ርጉም / ሰብ ዉን ለዋህ ኢዩ እሞ
ካብ ሰብ ኢዩ ርጉም እንዳበልካ
መምራር ሓራ ኹን '። ብቕጽበት

Eri_Powermind ( instagram )

✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨✨
ሓርነት መንፈስ'ን - ንፍሰ ስጋን ኢዩ ዝድልየና ዘሎ ግዚኡ !

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
November 14, 2023 403 +38 +10.5%
October 09, 2022 365 +20 +5.8%
August 15, 2022 345 +6 +1.8%
July 09, 2022 339 +5 +1.5%
June 02, 2022 334 +3 +1.0%
April 25, 2022 331 +6 +1.9%
March 18, 2022 325 +24 +8.0%
January 19, 2022 301 +11 +3.8%
December 13, 2021 290 +21 +7.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users