ብርሃነ ሓዊ BNM on Clubhouse

Updated: Jun 13, 2024
ብርሃነ ሓዊ BNM Clubhouse
564 Followers
429 Following
Sep 21, 2021 Registered
@bogeabileki Username

Bio

ኣነ ዘይፍልጦ
ታሪኽ ክሑሉ ኣይደልን
እየ። ግን ህዝቢይ/ ወሎዶ
ናተይ ይጸንእት ስእለ ዘሎ
ብዓቅመይ ነዚ ጸረ ህዝቢ ዝኾነ
ወድብ ሻዕብያን ካድራት
ክሳብ ዘለኹ ክቃለሶ እየ፨፨፨፨.
ወደብ ሻዕብያ ጽረ ህዝቢ
ምኻኑ ንሳሕል፡ ምውራድ ኣይድልን
እዩ። ምስክር ኣብ ሳህራ ዝጠፈአን ባሕሪ ዝጥሓለ መንእሰያት / መራሕት ክኾኑ ዝግብኦም ።
And ሊዕሊ 300
እስሪቤት ሃኒጹ ኣሎ።
ባዓቢኡ ሳዋ ትብሃል ማዓስከር መደንቖሪ
መንእስያት,ዋዕሮታ የደንቁር ኣሎ።




እንታይ እስከ ይሕዋት፡።
ሰበ እንተ ኮንካ፡
ዝኾነ ህዝቢ ዝተውጸዐ እንተ ሃልዩ
ኣብ ጎድኑ ምኻን
መራኢ ሰብ ምኻንካ እዩ።



ህዝቢ ትግራይ ማለት
ህዝቢ ኤርትራ ማለት
እዩ ,,፡።
ኣነ ከም ሓንቲ
ዓይነት ህዝቢ እየ ዝሪኦም።
so ንዓይ ጸላኢ እቲ
ጽረ ህዝብ ዝኾነ ህግሓ ,
መደበሩ ኣስመራ ዘሎ እዩ።💔💔💔💔💔💔💔💔💔


መንእሰየ እዚ ሕጂ
ናትካ መድረኽ እዩ።

ካብ ተማሊ
ተማሃርካ ናይ ጽባሕ
መጻኢ ሕሰb ።



ክሳብ ኣብ"ዚ ዓለም ዘለኹ
ባርነት ዝብሃል ኣይቅበልን የ።


ሓሳባተይ ኣብዝገልጸሉ እዋን
ዝኾነ ሰብ
ንሓሳበይ ክነጽጎ መሉኡ መሰል፡ኣለዎ!!!
ንሓሳባተይ ከመ ድሊቱ ትርጉም፡ሂቡ
ዶብ ክገብረለይ ስፍትን እንተ ኮይኑ ግን፡
ካብ ሕጂ፡ክቃለሶ የ።

መተከለይ ሓሳባተይ መንካዕ ዩ!!

መሰረት ቃልሰይ ሕጊ እንዳባ ዩ!!

ሓዊ ወሎዶ መለይ (ሃገር መለይ)

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
June 13, 2024 564 +72 +14.7%
July 12, 2023 492 +93 +23.4%
October 12, 2022 399 +24 +6.4%
August 17, 2022 375 +20 +5.7%
July 11, 2022 355 +26 +8.0%
June 04, 2022 329 +18 +5.8%
April 27, 2022 311 +31 +11.1%
March 19, 2022 280 +80 +40.0%
January 21, 2022 200 +87 +77.0%
December 14, 2021 113 +69 +156.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users