*ብ ህዝባዊ ግንባር ዝተጠቕመ ወይ ዝረብሐ ክፍሊ ሕበረተሰብ ከም ዘየለ ብመትከል ንኣምን።
*ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ትሕቲ ጸላኢኡ ዝተምበርከኸን መንነቱ ዝተመንጠለን
ተሾቝሪሩ ዝነብር ዘሎን ህዝቢ እዩ።
*ንህ.ግ.ሓ.ኤን ንህ.ግ.ደ.ፍን ፈላሊኻ ክትርእዮም ናይ ምድላይ ሸፋጢ ስልትታት ውን ንርኢ ኢና።
ኣብ መንጎ ህ.ግ.ሓ.ኤን/ህ.ግ.ደ.ፍን ግን ፍልልይ የለን። እንተሃልዩ ድማ ከም ኣብ መንጎ ተመንን
ገበልን ጥራይ እዩ።እቶም ኣብ መንጎ ህግ.ሓ.ኤን/ህ.ግ.ደ.ፍን ፍልልይ ከም ዘሎ ገይሮም ዝምድሩ
ፖለቲከኛታት ኣባላት ህ.ግ.ሓ.ኤ ስለ ዝነበሩ፣ ርእሰ-ምክልኻል ክገብሩ እንተ-ዘይኮይኑ ካልእ
መኽንያት የለን።
"ብሩህ እዩ መጻኢና"
Try your best God will do the rest
🙏
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
August 07, 2023 | 456 | +394 | +635.5% |
January 21, 2022 | 62 | +2 | +3.4% |
December 14, 2021 | 60 | +5 | +9.1% |