" ምዉታት ሰባት ካብ ህልዋት ንላዕሊ'ዮም ፍዮሪ ዝቕበሉ ። መኽንያቱ !! ጣዕሳ ፡ ካብ ምስጋና ስለ ዝብርትዕ ። " ኣን ፍራንክ
ዶ ኸ'ኣ!?
“ግዜ መልሲ ኩሉ ክኸውን ከሎ: ፍጻሜታት ሂወት ከኣ ሕቶ ምንባር እዮም!” ባሕታዊት
“ቃላተይ ኣዝየ እየ ዘፍቅሮም: ንሶም ጥራይ እዮም ናተይ::” ባሕታዊት
“ሓሲበ እየ ዝዛረብ::" - ቅኒት ሕልና
"ኣብ እዋን ዕራርቦ ሕልመይ ዝነጸፈ ፍቕረይ"
" ካብ ኣብ ጉዳዮም ኣብ ዘይጉዳዮም ዝሞቱ ይበዝሑ: ቅዩድ ሞት እዩ"
“ምስ ሞትን ሂውትን እና ወዓልኩ : ስሚዒታትይ ቀቲለ ልቢ ሰባት ጸጊነ ክእለ መሪጸ:: “ ባሕታዊት
ሰብ ጠሊሙ እንተ ተጠልመ ክውሕጦ ጥራሕ እዩ ዘለዎ
"ድሕሪ ሕጂስ ኣይኮነን ከረደኣካ: ክረድኣካ ከማን ዓቕሚ የብለየን"-ኣሳሳዪት ሄዋን
" ምስ ዓሻ ቁም-ነገር ዘለዎ ዘረባ ኣይትዛረብ !! መኽንያቱ ኣየስተማቕሮን እዩ "
@haftidm ሜንታለይ ናተይ 💕❤️💕
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
April 16, 2024 | 1,985 | +119 | +6.4% |
March 12, 2024 | 1,866 | +38 | +2.1% |
February 19, 2024 | 1,828 | +59 | +3.4% |
February 01, 2024 | 1,769 | +47 | +2.8% |
January 15, 2024 | 1,722 | +58 | +3.5% |
December 30, 2023 | 1,664 | +50 | +3.1% |
December 14, 2023 | 1,614 | +1,127 | +231.5% |