Defend National Interest
ህዝቢ ኤርትራ ሑሉፍ ወልፊ ናይ ዓወት ኣለዋ። ደብዛዝ፣ ዝተቓጠነ፣ ፍርቂ ዓወት ዘይኮነስ፣ ድሙቕ፣ ሓፊስ ፍጹም ዓወት። ናይዚ ወልፊ'ዚ ቁጽሪ ሓደ ተሓታቲ ድማ ህዝባዊ ግንባር ዝብሃል ውድብ'ዩ።
ሕድሪ ስውኣትና ብምህናጽ ስልጥንቲ ኤርትራ ክንፍጽሞ ኢና!
ዓወት ሃገራዊ ሓርነታዊ ሰውራና ኣብ ሓደ እዋን መዛዘምን መጀመርታን እዩ ነይሩ። ሓርነታዊ ሰውራና ታሪኻዊ ብቕዓቱን ዕምቈቱን ዘየካትዕ ኮይኑ፡ መቐጸልታኡ ዝኾነ ምህናጽ ሃገርን ግድላቱን ድማ፡ ብቕዓት፡ ዓቕሚን ጸጋታትን ዝሓትት ወለዶታት ዘሳትፍ መስርሕ እዩ።
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
August 07, 2023 | 780 | +176 | +29.2% |
January 20, 2022 | 604 | +90 | +17.6% |
December 13, 2021 | 514 | +116 | +29.2% |
November 05, 2021 | 398 | +70 | +21.4% |
September 28, 2021 | 328 | +64 | +24.3% |
August 07, 2021 | 264 | +195 | +282.7% |