እልልታ ንኤርትራ on Clubhouse

Updated: Jul 10, 2023
እልልታ ንኤርትራ Clubhouse
73 Followers
72 Following
@abzfanu Username

Bio

Joshua 24 (ትግ) - ኢያሱ
15: ኣነን ቤተይን ግና ንእግዚኣብሄር ኢና እነገልግል።


Hebrews 13 (ትግ) - እብራውያን
17: ንመራሕትኹም ተኣዘዝዎምን ተገዝእዎምን። ንሳቶም ከምቶም ጸብጻብ ዚህቡ ዀይኖም፡ ምእንቲ ነፍሳትኩም ነቒሖም ይሕልዉ አለዉ እሞ፡ ነዚ ብታሕጓስ ኪገብርዎ እምበር፡ ብጓሂ እንተ ገበርዎ፡ እዚ ንኣካትኩም ኣይጠቅምን እዩ።



1 Timothy 2 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ
1-2: እምብኣርከ ስለ ዅሉ ሰብ፡ ብዅሉ ኣምልኾን ምርዛንን ሃዲእና ብዘይ ህውከት ምእንቲ ኽንነብርሲ፡ ስለ ነገስታትን ስለ ዅሎም መኳንንትን ልማኖን ጸሎትን ምህልላን ምስጋናን ኪግበር፡ ቅድሚ ዅሉ እምዕድ አሎኹ።

Member of

More Clubhouse users