Amanuel @። on Clubhouse

Updated: Oct 1, 2023
Amanuel @። Clubhouse
403 Followers
531 Following
@_amanuel Username

Bio

Take it, let it be a responsibility
ኤርትራ ንዜጋታታ ከም ጋዜጣ ጉሒፋ።
ኤርትራ ከም ድሙ 🐈 ደቃ እዳ በለዐት ትነብር ሃገር ኢያ።
ሻዕብያ ከሎ ሰላም የለን።

" ሎሚ ግዜኻ ኣብ ባህ ዝበለካ ኣጥፍኣዮ"፡ ጽባሕ ኣብ ልዕሌኻ ባህ ዝበሎ ክፍጽም እዩ ። ህይወት ከም ድላያ ክትጻወተልካ እንተ'ደኣ ደሊኻ ፡ ንግዜኻ ከም ድሌትካ ተጻወተሉ ። ስለዚ ኣስተውዕል" ራእይኻ ኣነጽር"

    ዘይ ልወጥ ባህሪ ምሓዝ  ንነብስካ ወትሩ  ጆሆ  ምሓዝን። 
እና ስተፈስካ ምማትን ,ዪ ዕድመ ኣብምውሳኽ ውን ልቦናኻን ብሰለትካን ክውስኽ ይግባእ ሕማቅ ነገራት
ንመጻኢክትግልገሎም ኢልካ ኣይትኸዝን ሰለ ዘይጠቅመካ
ኣብ ንእስነትካ ዝነበረ ደረጃታትን ሰምዒታትን ከም ዘለዎ ኣብ ዕብየትካን ሽምግልናካን ክቅጽል ስለ ወይክእል ኣብ ዕድመ ዘለካ ዝንቡዕ ኣታሓሳስባ ክትውጉዶ ይግባእ ኩሉ
ዕድመ ነናቱ ጸጋ ሰለኣለዎ በቲ ዘለካዮ ዕድመ  ክትሕጎስን ዕቁር ተመኩሮካ ዉን ንዎሎዶ ክተመሓላልፍን ስለዝግባእ ተመኩሮካ ግለጽ  ዘይተፋሕረ ዒላ ህወትካ ክትፍሮ ግዜ ኣለካ ኣብነብስካ ዘሎ ዒላ ከይ መላእካ ወይ ከየበርከትካ ካብ ካልእ ዒላ ምግላል ኣየሐጉሰካን አዩ 
ግዜን ዕድመን ደዉ አይብሉን ,ዮም ኣታሓሳስባኻ  ቅልጣፍ
ክህልዎ ይግባእ ኣብ ቁልጡፋ መራሒ ዝኮነ ቅልጡፍ  ምስትብሃል ቁልጡፍ ምህሮ ቁልጡፍ ወፍሪ ቡዙሕ ኣታዊ ወይ መኽሰብ ዉሑድ መጻእን ልዋም ዕረፍትን ይርከብ ቅልጣፈ ንዕድላትካ የዉሑስ ሰለዚ ከም ርግቢት ብቅልጡፍ ክትነፍር እንተደሊኻ ኣብ ርስቲ ነብስካ  ኣክናፍ ዓድግ ነቶም ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ዘለዉ ን ማዕርግን በጺሖም ዘለዉ  ሰባት ማዕረ ክንደይ ሰልጢኖምን ማዕቢሎምን እናበልካ ድሕሪት ተሪፍካ ትጸዉየሎም ዘለካ  ኣድህቦካ ኣብ እዋኑ ምስ ናይ ዕብየት ድሌት ሰለ ዘይ ቃነካዮ,ዩ ራእይን ሪምን ዘለዎ ሰብ  ኣብዝፋን ገነት ምስቃሉ ኣይተርፎን ሃካይን ዙሑሉን ሰብ ካኣ ሸዊት ዑፍን ውን እንተቀረብካሉ ጨጩፍለይ ከም ዝብለካ ፍሉጥ,ዩ ሰለዚ ግዜካ ከይባኸነ ከሎ ኣንፈትካ ንቅድሚት  ኣሰተኻኽሎ እቲ ምንታይ  መገዲ ዓወት ብቅድሚት  ሰለዝርከብ 
ሰጉም ዓይኒ ሃካይ ኢዩ እግሪ ንዝኸዶ

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
October 01, 2023 403 +37 +10.2%
October 12, 2022 366 +25 +7.4%
August 17, 2022 341 +5 +1.5%
July 11, 2022 336 +44 +15.1%
June 04, 2022 292 +16 +5.8%
April 27, 2022 276 +32 +13.2%
March 19, 2022 244 +10 +4.3%
January 21, 2022 234 +42 +21.9%
December 14, 2021 192 +56 +41.2%

Charts

Member of

More Clubhouse users