ንለውጢ ድልው ዲኻ: ለውጢ ካብ ናትካ ውሽጣዊ ድልየት እዩ ዝብገስ ። ሎሚ ንኽትልወጥ እመን ጽባሕ ካልእ ሰብ ክትከውን ኢኻ።
ኣብዚ ገዛ ምእዛዝ 1ይ መምርሒ እዩ: ምእዛዝ ናብ ዝዓበየ በረኸት ከምዘምጻካ ኣሚንካ ነቶም ከተኽብሮምን ክትእዘዞምን ዘሎካ ትሕት ኢልካ ኣኽብሮም ብፍላይ ንመራሕትኻ ተኣዘዝ
ብዘይ ፍቃድ ኣይትዛረብ: ምስ ተፈቅደልካ ተዛረብ ።  ሓሳባት  ሰባት ኣወድእ ። ክትጽሊ ኢኻ መጺኻ እሞ ኣብ መንፈስ ኩን ።  ብስምዒት ዘይኮነ ብምርዳእ ተዛረብ ። ብትሕትናኻ ሰባት ይማረኹ።
| Day | Members | Gain | % Gain | 
|---|---|---|---|
| June 03, 2024 | 269 | +2 | +0.8% | 
| March 09, 2024 | 267 | +1 | +0.4% | 
| January 19, 2024 | 266 | +6 | +2.4% | 
| December 05, 2023 | 260 | +16 | +6.6% | 
| October 29, 2023 | 244 | +9 | +3.9% | 
| September 29, 2023 | 235 | +8 | +3.6% | 
| August 31, 2023 | 227 | +7 | +3.2% |