Agnostic Eritrean community on Clubhouse

Agnostic Eritrean community Clubhouse
147 Members
Updated: May 24, 2024

Description

ንሕና ማሕበር ኣግኖስቲክ፣ ካብ ፍልጠት ነጻ ምዃንና ንርዳእ ። ዝኾነ ሰብ ሓሳባቱ ብነጻ ከካፍለናን ከነካፋፍሎን ድልውነትና ነረጋግጽ። ዝመረጽኩሞ ኣርእስታት ብመድብ ክንሰርዕ ከም እንተሓባበር ነበስር። ብዛዕባ ኣብ ዓለም ዘለዉ ኣማልኽቲን ፍልስፍኖኦምን ብነጻ ነስተኣናግድ። ኣጋይሽና ኩኑ
ኣይትጻረፍ፣ ኣብ ታሕቲ ከይትቅመጥ: ብዘይምዝንጣል ንውልቀ ሰብ ፣ ሕቶኻ ወይ ርእይቶኻ ኣቐምጥ
ሕጊ ቁጽሪ ሓደ ኣተግብር:
ሕጊ ቁጽሪ ክልተ ኣይትረስዕ:

Charts

Some Club Members

More Clubs