ቀጥዕታት (ሕግታት) ሕ.ሰ.ግ.ቲ
ሕ.ሰ.ግ.ቲ ማለት ብዝርዝር!
ሕብእቲ ሰልፊ ግምባር ቲክቶክ ብህለት"ዩ።
1) ሕ.ሰ ንንዉሕ ዝበለ ኣዋርሕ ክንብሎ ንኽእል ዓመት፣ ከም ሕብእቲ ሰልፊ ኮይና ኣብ ምቅንጻል ኣረጋውያን ልዕሊ ደቂ ኣርብዓ ትነጥፍ ዝነበረት ሓያል መርበባዊት ሰለያ ምንቅስቓስ"ያ።
2) ዝኮነ ይኹን ልዕሊ ወዲ 40 እንተድኣ ኮይኑ፣ ብ ብዙሑነት (majority) ክቅንጸል ኣለዎ ዝብል ምርጫ እንተድኣ ሃልዩ፣ እቶም ዝወሓዱ ኣብኡ ክርዕሙ ከም ዘለዎምን፣ ሓያልን ነቃጽን መርገጽን ስጉምትን ከም ትወስድን ኢይያ ተረጋግጽ።
3) ኣባላት ሕሰ ዓሌትን ዘርእን ብምቁጻር ወያነ ዶ፣ ሻዕብያ፣ ቀቢላ ዶ፣ እንዳ፣ ኣስላማይ ዶ፣ ክርስትያን፣ ኢላ ዘይትፈሊ ብምዃናን፣ ዝኮነ ይኹን ካብ ዝተፋላለዩ ብሄራትን። ኣዉራጃታትን፣ ሃገራትን ሰማዕቲ ትግርኛ እንተድኣ ኮይኖም ኣካል እዛ ሕብእቲ ሰልፊ ብምዃን ከገልግሉን፣ እጃሞም ከበርክቱን"ያ ትጽዉዕ።
4) ሕሰ ካብዚ Group ፍቃድ ሓቲትካ ኣብ ቅድሚ ሰብ tel. ናይ ዝተፋላለዩ/ያ ኣወዳት ይኹኑ ኣዋልድ ብ ዉሽጢ ክትጽሕፍን ክትድዉል"ያ ተፍቅድ። ብዘይ ፍቃድ እቲ ሰብን እታ ሰብን እንተድኣ ደዊሉን፣ ጽሒፉን ግን ድሮ መልክዕ ናይቶም ጸላእትና ስለ ዘሓዘ ኣብ target እትዉ ኢይዩ።
5) ንሕና ከም ኣባላትን መራሕትን ሽማግለን ሕሰ ልዕሊ ደቂ 40 ካብ tiktok ክእለዮ ከም ዘለዎም ንእዉጅ ምንቅስቓሳት ኢይና።
Day | Members | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
June 23, 2024 | 162 | +1 | +0.7% |
March 19, 2024 | 161 | +3 | +1.9% |
January 29, 2024 | 158 | +4 | +2.6% |
December 15, 2023 | 154 | +11 | +7.7% |
November 05, 2023 | 143 | +4 | +2.9% |
October 06, 2023 | 139 | +3 | +2.3% |