ቅዋምና ሰረት ህላዌና እዩ !
ንሕና ዓቀብቲ ቅዋም ኢና !
ኤርትራ ብ 23 1997 ብወግዒ ዝጸደቀ ቅዋም ኣለዋ።
ኣቱም ኣሕዋትና
ሰብዶ እግዚሄር
ይግዝኣና?
እግዚሄር ብፍቓዱ
ሰብ ብፍቓድና
እግዚሄር ብድላዩ
ሰብ ብድላይና
እግዚሄር ፈትዩ
ሰብ ፈቲና
እግዚሄር መሪጹ
ሰብ መሪጽና
እግዚሄር ብሕልና
ሰብ ብሕግና
እግዚሄር ራሕሪሑ
ሰብ ፈሪዱ ፈቲሑ
እግዚሄር ከም አቦና/አዴና
ሰብ ከም ሓውና/ሓብትና
እግዚሄር ንዘልዓለምና
ሰብ እንዳ'በራረና።
ግጥሚ ብዶር. ርእሶም ሃይለ፣ 2000
Day | Members | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
July 17, 2024 | 339 | +6 | +1.9% |
April 21, 2024 | 333 | +5 | +1.6% |
February 11, 2024 | 328 | +6 | +1.9% |
December 28, 2023 | 322 | +9 | +2.9% |
November 14, 2023 | 313 | +4 | +1.3% |
October 14, 2023 | 309 | +7 | +2.4% |
September 14, 2023 | 302 | -2 | -0.7% |