👀ነዚ ባህርያት እዚ ዝተላበሰት ጓል አንስተይቲ
ብጣዕሚ እየ ዘድንቓ።
➡️ዕላማ ዘለዋ፣
➡️ንኽትልወጥ እትጽዕር፣
➡️ነብሳ መሲላ እትነብር ብኻልኦት ክትፍቶ ዘይተምስል
➡️ነብሳ ምስ ካሊእ ሰብ ዘይተወዳድር
➡️ኣብ ሕሉፋ ዘይትነብር ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሓዱሽ ለውጢ እተምጽእ
➡️ኩሉ ግዜ ሓሳባ ብኣወንታዊ ዝተመልአ
➡️ንዝኾነ ሰብ ሕማቕ ዘይትምነ
➡️ንሰብ ብደጋዊ ትርኢቱ ዘይትፈርድ
➡️ብመንፈሳውን ብዓለማውን ሂወታ ጠንካራ ዝኾነት/ነብሳ እተኽብር
➡️ንኩሉ ሰብ ብማዕረ ዓይኒ እትርኢ
➡️ብደጋዊ ትርኢታ ዘይትምካሕ ዝያዳ ብውሽጣ ትተኣማመን ምኽንያቱ ደጋዊ ትርኢታ ንሳ ስለ ዘይፈጠረቶ
➡️ንዝተጸገሙ ወገናት እትሕግዝ ብገንዘብ ይኹን ብሓሳብ
➡️ትሕትና ዘለዋ /ክብረት ሰብ እትፈልጥ ,,,,,,
📒📝📖🎧🎼 . 🎖️. Natalya📝👸
| Day | Members | Gain | % Gain |
|---|---|---|---|
| July 07, 2024 | 204 | +11 | +5.7% |
| March 26, 2024 | 193 | +3 | +1.6% |
| February 05, 2024 | 190 | +3 | +1.7% |
| December 22, 2023 | 187 | +7 | +3.9% |
| November 10, 2023 | 180 | +12 | +7.2% |
| October 11, 2023 | 168 | +15 | +9.9% |
| September 11, 2023 | 153 | +49 | +47.2% |
| August 13, 2023 | 104 | +40 | +62.5% |