Youth Development Room on Clubhouse

Youth Development Room Clubhouse
652 Members
Updated: Mar 19, 2024

Description

እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም እዚ ገዛ እዚ ብግዱሳት መንእሰያት ዝተኸፍተ እዩ::
ዕላምኡ
1,ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂብና ናይ ትምህርቲ መደባት ምስራዕ እዩ::
ዝኾነ ነዚ መንእሰይ ኣብ ምንቃሕ ይሕግዝ እዩ ትብልዎ መደብ ከተቕርቡ ምስእትደልዩ መድረኽ ከነዳሉ ድሉዋት ኢና ተወከሱና::ከም'ዉን ክምህሩና ይኽእሉ እዮም ትብልዎም ኣካላት እንተሃልዮም ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንላቦ::
ንቑሕ መንእሰይ ምፍጣር መሰረት ስልጡን ሕብረተሰብ እዩ!

Last 30 Records

Day Members Gain % Gain
March 19, 2024 652 0 0.0%
January 29, 2024 652 +1 +0.2%
December 15, 2023 651 +3 +0.5%
November 05, 2023 648 +1 +0.2%
October 06, 2023 647 +11 +1.8%
September 06, 2023 636 -1 -0.2%
August 08, 2023 637 +3 +0.5%

Charts

Some Club Members

More Clubs