እንታይ ትሞክሩኒ on Clubhouse

እንታይ ትሞክሩኒ Clubhouse
472 Members
Updated: Mar 19, 2024

Description

ኣብ ዚ ገዛ ኣብ ቶሞኩረታትን ጉዳይት ፍቅርን ናብራን ኣብ ሂወትና ዞሎና ሓሳባት ንበይንና ዘይኮነ ምስ ብጾትና ኣካፊልና ምፍትሕታት ክንረክበሉ ንክእል ኢና ሞ ሓሳብና ብዘይ ስክፍታ ንዛረብ!!!!!!!!!!!!!!!!
ሕግታትና ይከበር: ኣብዚ ገዛ ሰብ ናተዛረበ ኣብ ሞንጎ ዘረባ ኣይፍቀድን ዮ ኣብ ሞንጎ ዝተዛረበ ድማ ብመሰረት ግሪን ዘለዎም ሰባት ታሕቲ ይወርድ ብድሕሪኡ ንዝመጽእ ንምንታይ ወሪደ ወይ ገለ ዝብሉ ሓሳባት ተቀባልነት የብሉን ስለዚ ብዓይኒ ኣክቡሮት ናይ ሩምና ሮል ንዝተወሰነሉ ዉሳኒ ከክብረልና ብትሕትና ነዘካክር ፡ቀዳማይ ሕጊthanku
ብዛዕባ ሞደረደር ኣድሚን: ከምካልእይ ዝኮነ ሞድ ዝተዋሕበ ሰብ ቢደ ወነኑ ሞድ ክዕድል ወይ ሰብ ከደይብን ከዉርድን ኣይፍቀዶን ዩ ማለት ብጀካ ተሳተፍቲ ከደይብ ንላዕሊ ንዝረበሹ ከዉርድ
ኣናዉስመንት: ቐዳማይ ዘሎ ሞደት ግሪን ትራሕ ዮኡ ዝመርሕ መደባት ዝኮነ ካሎት ናይ ሮም ተቆጻጸርቲ ከም መብረ ድማ ብቁጽሮም 1-2-3-4-----ናበሉ ዝቅጽሉ ሓላፍነቶም ይ ይሕዝዋ ነዛ ሮም

Last 30 Records

Day Members Gain % Gain
March 19, 2024 472 +1 +0.3%
January 29, 2024 471 +4 +0.9%
December 15, 2023 467 +14 +3.1%
November 05, 2023 453 0 0.0%
October 06, 2023 453 +2 +0.5%
September 06, 2023 451 0 0.0%
August 09, 2023 451 +6 +1.4%
July 07, 2023 445 +1 +0.3%

Charts

Some Club Members

More Clubs